ድለ

Cookie Policy
The portal Vatican News uses technical or similar cookies to make navigation easier and guarantee the use of the services. Furthermore, technical and analysis cookies from third parties may be used. If you want to know more click here. By closing this banner you consent to the use of cookies.
I AGREE
Rondo - Allegro ma non troppo
መርሓ ግብሪ ፈነወ
ር.ሊ.ጳ. ካብ ደ.ረ. ኮንጎ ተሰናቢቶም ናብ ደቡብ ሱዳን ነቒሎም ር.ሊ.ጳ. ካብ ደ.ረ. ኮንጎ ተሰናቢቶም ናብ ደቡብ ሱዳን ነቒሎም  (Vatican Media)

ር.ሊ.ጳ. ካብ ደ.ረ. ኮንጎ ተሰናቢቶም ናብ ደቡብ ሱዳን ነቒሎም

ቲ ክሳብ ዕለት 5 ለካቲት ዝቕጽል ናይ ደቡብ ሱዳን ሓዋርያዊ መገሻኦም ንኸካይዱ

ቅዱስነቶም ምስ ናይ ደ.ረ. ኮንጎ ብጹዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ዘካየድዎ ርክብ ተሰናቢቶም ናብ ደቡብ ሱዳን ንኽነቕሉ ሰዓት 10.10 ናብ ዓለም ሓቆፍ መዓርፎ ነፈርቲ ንድጂሊ ከም ዝኸዱን ኣብኡ ናይታ ሃገር ርእሰ ብሔር ፈሊክስ ትሺሰከዲ ኣቀባብላ ተገይሩሎም ናይ ሓጺር ደቓይቕ ግላዊ ርክብ ምስ ኣካየዱ፥

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

 ንኽብሮም ናይታ ሃገር ክቡር ዘበዓይና ድሕሪ ዘቕረበሎም ናይ ክብሪ ሰላምታ ሰንደቓዊ መዛሙር ሃገረ ቫቲካንን ደ.ረ. ኮንጎ ምስ ተሰምዐ ተሰናቢቶም ነቲ ክሳብ ዕለት 5 ለካቲት ዝቕጽል ናይ ደቡብ ሱዳን ሓዋርያዊ መገሻኦም ንኸካይዱ ሰዓት ዓሰርተን ኣርብዓን ትሽዓተን ደቓይቕ ከም ዝነቐሉ ዜና ቫቲካን ሓቢሩ።

ር.ሊ.ጳ. ካብ ደ.ረ.ኮንጎ ናብ ደቡብ ሱዳን
ር.ሊ.ጳ. ካብ ደ.ረ.ኮንጎ ናብ ደቡብ ሱዳን
03 Feb 2023, 11:35
Prev
March 2025
SuMoTuWeThFrSa
      1
2345678
9101112131415
16171819202122
23242526272829
3031     
Next
April 2025
SuMoTuWeThFrSa
  12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
27282930