ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ምስ ርሰ ብሔር ኮሎምብያ ተራኺቦም
ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 19 ጥሪ ንወግዓዊ ምብጻሕ ሃገረ ቫቲካን ንዝኣተዉ ናይ ረፓብሊካዊት ኮሎምቢያ ርእሰ ብሔር ጉስታቮ ፔትሮ ተቐቢሎም ኣብ ዘካየድዎ ክሌኣዊ ምይይጥ፥ ማሕበራዊ ፍትሕን ዘተን ዕርቅን ብዝበለጸ ኣገባብ ክሰፍሕ ከም ዘለዎ ገሊጾም።
20 January 2024, 16:40