ድለ

Cookie Policy
The portal Vatican News uses technical or similar cookies to make navigation easier and guarantee the use of the services. Furthermore, technical and analysis cookies from third parties may be used. If you want to know more click here. By closing this banner you consent to the use of cookies.
I AGREE
ጸሎተ ንዋም ብቋንቋ ላቲን
መርሓ ግብሪ ፈነወ
NICARAGUA-RELIGION-CHURCH-RIGHTS-ARREST NICARAGUA-RELIGION-CHURCH-RIGHTS-ARREST  (AFP or licensors)

ኣብ ኒዃራ ሰበ-ስልጣን ንኽልተ ሊቃነ ካህናት ሰበኻ ማታጋልፓ ኣሰርዎም

ሰበ-ስልጣን ኒከራግዋ ኣብቲ ኣብ ማታጋልፓ ዝካየድ ዝነብረ ክብረ በዓል ቅዱስ ዶሚንጎ ዘ ጉዝማን ንክልተ ካህናት ኣሲሮም።

ኣባ ተወልደ መብራህቱ - ሃገረ ቫቲካን

መራኸቢ ብዙሓን ኒከራግዋ ክልተ ተወሰኽቲ ካህናት ማለት ሊቃነ ካህናት ሰበኻ ማታጋልፓ ኸም እተኣስሩ ጸብጻብ ኣቕሪቡ ።

እቲ እተኣስረሉ ምኽንያትን እተኣስረሉ ቦታን ገና ኣይተፈልጠን ዘሎ።

ብፁዕ ኣቡን ሮላንዶ ኣልቫረዝ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2023 ተኣሲሮም ከም ዝነበሩ ጸኒሖም ኣብ ወርሒ ጥሪ 2024 እተሰጉን ዝፍለት ኢዩ።

ተኸታታሊ ፍጻመታት

እቶም ምንጭታት ከም ዝገለጽዎ እዞ ካህናት ብዕለት 1 ነሓሰ ኣብ ክብረ በዓል ቅዱስ ዶሚንጎ ዘ ጉዝማን ጠበቓ ማናግዋ ኣብ ዝኽበረሉ ዝንበረ ጽምብል ኢዮም እተኣስሩ።

የኔታ ኡሊዝቬጋ ቆሞስ ቤተ-ክርስትያን ቅዱስ ራሞን ክኾኑ እንከለው የኔታ ኤድጋር ሳካሳ ኸኣ ቆሞስ ቤተ-ክርስትያን ቅዱስ ኢሲድሮ እዮም።

ብ26 ነሓሰ  እቶም ኣመሓዳሪ  ሰበኻ ኢስተሊ የኔታ ፍሩቶስ ቫለ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ብምእታዎም ናብቲ ኣብ ማናግዋ ዚርከብ ሃገራዊ ዘርኣክህነት ተውስዱ፣ እዚ ገዳም ዘርኣ ክህነት እዚ ብስልጣን እታ ሃገር ተወሪሱ ቤት ማእሰርኪ ናይ ኣባላት ቤተክህነት ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ኢዪ።

ካብ 2018 ንነጀው እንተ ወሓደ 140 ካህናትን ሰብ ውፉይ ህይወትን ካብታ ሃገር ኪወጹ ኸም እተገደዱ ይፍለጥ ።

ኣብ ርእሲ እዚ ብዙሓት ማሕበራት ቤተ-ክርስትያን ተዘሚተን ወይ ሕጋዊ ፍቓደን ተሓዲገን ኢየርን ዝርከባ ዘለዋ።

03 Aug 2024, 18:27
Prev
February 2025
SuMoTuWeThFrSa
      1
2345678
9101112131415
16171819202122
232425262728 
Next
March 2025
SuMoTuWeThFrSa
      1
2345678
9101112131415
16171819202122
23242526272829
3031